+256 709 625 487 info@zoommedicalcenter.com Mon - Sun: 24 hours

Contact Info

Zoom Medical Centre is a registered Medical center located in Kyadondo, Block 245, Plot 165, Ggaba Road, Kampala Uganda. It was founded on Feb 2022 with the aim of providing ’best-in-class’ affordable, high standard healthcare services to patients. Zoom has gained a niche in the provision of the best health services that provide premier patient experience.

ማእከል ጥዕና ዙም ኣብ ኪያዶንዶ፡ ብሎክ 245፡ ፕሎት 165፡ መንገዲ ግጋባ፡ ካባላጋላ ካምፓላ ኡጋንዳ ዝርከብ ምዝጉብ ማእከል ሕክምና እዩ።

ማእከል ጥዕና ዙም ንሕሙማት ’ዝበለጸ ኣብ ደረጃኡ’ ብተመጣጣኒ ዋጋን ፡ ልዑል ደረጃ ዘለዎ ኣገልግሎት ክንክን ጥዕና ንምሃብ ብዝብል ዕላማ ኣብ የካቲት 2022 ተመስሪቱ።

ዙም ማእከል ጥዕና ኣብ ምሃብ ብሉጽ ኣገልግሎት ጥዕና  መሪሕ(ቀንዲ) ተመኩሮ ኣብ ዝህቡ ኣገልግሎታት ጥዕና ፍሉይ ቦታ ረኺቡ ኣሎ።

Zoom Medical Centre offers specialist services covering Pediatrics, Obstetrics & Gynacology, General Surgery, Orthopedics, ENT, Ophthalmology, Dermatology, Urology, Dentistry, physiotherapy, Scan, Immunization and general practice. At Zoom, we believe that attending to our patients’ medical needs enables them to better their lives and hence our customer value proposition statement ‘Healing Hands, Caring Hearts’.

ዙም ማእከል ጥዕና ፡ ብልዑል ብቕዓት ዘለዎም ክኢላታት ነዞም ዝስዕቡ ዝሽፍን ፍሉይ ኣገልግሎት ይህብ-  ኣገልግሎት ውሽጣዊ ሕክምና፡ ሕክምና ህጻናት፡ ሕክምና ማህጸን፡ ዓበይትን ንኣሽቱን መጥባሕቲ( ወጌሳ)፡ ሕክምና ስኒ፡ ፊዚዮቴራፒ፡ ኡልትራ ሳውንድ ስካን፡ ክታበት ንህጻናትን ዓበይትን፡ ሕክምና ስነ-ኣእምሮ፡ ሕክምና እዝኒ ኣፍንጫ ጎሮሮ ፡ ሕክምና ዓይኒ፡ ሕክምና የዕጽምቲ፡ ሕክምና ቆርበት ከምኡዉን 24/7 ሕክምና ህጹጽ ረድኤትን ኣገልግሎት ኣምቡላንስን ላብራቶሪን።

ዙም ምእከል ጥዕና ፡ ንሕሙማትና  ሕክምናዊ ድሌታቶም ብምሕላው ህይወቶም ንምምሕያሽ ከም ዘኽእሎም ንኣምን። ስለዚ ድማ ናይ ዓማዊልና ዕጋበት  ኣብ ግምት ብምእታው  ” ብሉጽ ክንክን ንዉሑስ ጥዕና   ”  ብዝብል ቴማ ንሰርሕ።

Facilities