+256 709 625 487 info@zoommedicalcenter.com Mon - Sun: 24 hours

Contact Info

About Us | ብዛዕባና

Welcome to Zoom Medical Center

Zoom Medical Centre is a registered Medical center located in Kyadondo, Block 245, Plot 165, Ggaba Road, Kampala Uganda. It was founded on Feb 2022 with the aim of providing ’best-in-class’ affordable, high standard healthcare services to patients. Zoom has gained a niche in the provision of the best health services that provide premier patient experience.

Zoom Medical Centre offers specialist services covering internal medicine, Pediatrics, Obstetrics, Surgery, Dentistry, Physiotherapy, Scan, Immunization and General Practice. At Zoom, we believe that attending to our patients’ medical needs enables them to better their lives and hence our customer value proposition statement ‘ Healing Hands, Caring Hearts’.

These key specialists are supported by highly trained and courteous doctors, nurses, imaging laboratory, administrative and auxiliary staffs who strive to make patients experience at Zoom as pleasant as possible. Zoom facilities are Accredited to provide – Outpatient services, Inpatient services, and Surgical Package.

እንቋዕ ናብ ዙም ማእከል ጥዕና ብደሓን መጻእኩም

ማእከል ጥዕና ዙም ኣብ ኪያዶንዶ፡ ብሎክ 245፡ ፕሎት 165፡ መንገዲ ግጋባ፡ ካባላጋላ ካምፓላ ኡጋንዳ ዝርከብ ምዝጉብ ማእከል ሕክምና እዩ።
ማእከል ጥዕና ዙም ንሕሙማት ’ዝበለጸ ኣብ ደረጃኡ’ ብተመጣጣኒ ዋጋን ፡ ልዑል ደረጃ ዘለዎ ኣገልግሎት ክንክን ጥዕና ንምሃብ ብዝብል ዕላማ ኣብ የካቲት 2022 ተመስሪቱ።
ዙም ማእከል ጥዕና ኣብ ምሃብ ብሉጽ ኣገልግሎት ጥዕና  መሪሕ(ቀንዲ) ተመኩሮ ኣብ ዝህቡ ኣገልግሎታት ጥዕና ፍሉይ ቦታ ረኺቡ ኣሎ።

ዙም ማእከል ጥዕና ፡ ብልዑል ብቕዓት ዘለዎም ክኢላታት ነዞም ዝስዕቡ ዝሽፍን ፍሉይ ኣገልግሎት ይህብ-  ኣገልግሎት ውሽጣዊ ሕክምና፡ ሕክምና ህጻናት፡ ሕክምና ማህጸን፡ ዓበይትን ንኣሽቱን መጥባሕቲ( ወጌሳ)፡ ሕክምና ስኒ፡ ፊዚዮቴራፒ፡ ኡልትራ ሳውንድ ስካን፡ ክታበት ንህጻናትን ዓበይትን፡ ሕክምና ስነ-ኣእምሮ፡ ሕክምና እዝኒ ኣፍንጫ ጎሮሮ ፡ ሕክምና ዓይኒ፡ ሕክምና የዕጽምቲ፡ ሕክምና ቆርበት ከምኡዉን 24/7 ሕክምና ህጹጽ ረድኤትን ኣገልግሎት ኣምቡላንስን ላብራቶሪን።
ዙም ምእከል ጥዕና ፡ ንሕሙማትና  ሕክምናዊ ድሌታቶም ብምሕላው ህይወቶም ንምምሕያሽ ከም ዘኽእሎም ንኣምን። ስለዚ ድማ ናይ ዓማዊልና ዕጋበት  ኣብ ግምት ብምእታው  ” ብሉጽ ክንክን ንዉሑስ ጥዕና   ”  ብዝብል ቴማ ንሰርሕ።

እዞም ቁልፊ ክኢላታት፡ ብዝተኻእለ መጠን ኣብ ዙም ንዝርከቡ ሕሙማት ደስ ንምባል ዝጽዕሩ ልዑል ስልጠና ዝወሰዱ ጭዋታት ሓካይም፡ ነርስታት፡ ክኢላታት ላቦራቶሪ፡ ተሓጋገዝቲ ነርሳት፡ ናይ ጽሬት ሰራሕተኛታት  ወዘተ
መሳለጥያታት ዙም ብቑዕ ኮይኑ ንተገልገልቱ ጽፉፍ ኣገልግሎት ንኽህብ ተወፍዮም ዝሰርሑ እዮም።

Our Mission | ተልእኾና

To promote high quality cost efficient health care in the community we serve

ኣብቲ እነገልግሎ ሕብረተሰብ ልዑል ፅሬት ዘለዎ ብዝተመጣጠነ ዋጋ ክንክን ጥዕና ንምድንፋዕ።

Our Vision | ራእይና

Providing affordable, efficacious and high-quality health care to all without deviation

ንኹሉ ብዘይ ምዝንባል ብተመጣጣኒ ዋጋ፣ ውፅኢታውን ልዑል ፅሬት ዘለዎን ክንክን ጥዕና ምሃብ።

Our Core Values | ቀንዲ ክብርታትና

img
HONESTY | ቅንዕና
COMPASSION | ለውሃት
TEAM WORK | ብሓድነት ምስራሕ